Duration 29:15

Gere emun part 21

Published 29 Sep 2019

ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና Gere emun part 20👉 /watch/INxZCXZfOddfZ Gere emun part 19👉 /watch/4QYsPC9lFHZls Gere emun part 18👉 /watch/8wCGwDi4SGd4G Gere emun part 17👉 /watch/49TMUPJ-qdR-M Gere emun part 16👉 /watch/IOubdRJnGCznb Gere emun part 15👉 /watch/cCTI2vHoqCvoI Gere emun part 14👉 /watch/UcQxxNZTwWrTx Gere emun part 13👉 /watch/8mtyjHPGVTSGy

Category

Show more

Comments - 714
  • @
    @emamedia50515 years ago ኣብ እትከድዎ ፡ሓሳብ ልብኩም፡የስምረልኩም ጻዕዳ ይጽንሓኩም
    ብሽም ግሬ ካ ላይክ and subcribe ሃቡኒ
    ልብኩም ይዓቢ
    159
  • @
    @danielaman30545 years ago ቤቲ በዓልቲ ቡቁልቲ ጋልቶም ዓበይቲ
    ኩሉኩም ተዋሳእቲ ገርየ ኡሙን ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልኩም ነዓመታ ከምዚ እዋን ብሰላምን ፍቅርን የጽንሓና።
    ዳኒኤል i am from eritrean።
    50
  • @
    @hanqewtaselam645 years ago ኣንታ እዞም እንዳዘርኣብሩኽስ ክንደይ ደስ ይብሉ ኢዮም። መወዳእታ ብሳሓቅ ቆሲለ ኢየ ጆኬር ወድሹቅ ተጻዊቱሎም ክክክክክክ GBU guys ሓውኹም ኢየ ፍሮም ኤሪ ። 26
  • @
    @melatgualtigray80475 years ago Asey enda gere emun shkorinatat deki adeyy well❤❤❤❤meksebatey 19
  • @
    @wediadkemewedimilga68855 years ago ብፍቅሪ ለምለም ዓይነይን ኣቦይ ዘራብሩን ዝክየፍ እንተ ኣሎ like ሃቡኒ 407
  • @
    @eyesusamlakeymaryamadey20465 years ago Hahahah aya jekor aysrahn kulu bsmkum so nicc kea haftkum gal eriye ❤️🇪🇷🇪🇷❤️ 7
  • @
    @user-ko2hx6mg1m5 years ago ኣቱም ሓላላት ፈትየኹም ክሞት በተለይ እንዳ ዘብራኣብሩኽ ኣታ እኒኤካ ምትሕልላይ 💘 61
  • @
    @tadesebrhane80005 years ago Kulatkum shkorat ekum des behalti 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 62
  • @
    @user-fc1uq3zf1u5 years ago ተጋሩ የሕዋተይ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኩም ላይክ ደልየ ዘይኮንኩስ ናይ ልበይ አየ
    ግን ላይክ ክትህቡኒ ከኣ ትኽአሉ ኢኹም
    ነዛ ኮሜንት ተንብብ ዘለኻ ሕጉሱን ቅሳነት ዝመለኦ ናብራ ክትነብር ይምነየልካ
    389
  • @
    @user-gb6zc1to6p5 years ago ኣያ ጀኮር ግደፍንዶ ነዞም፡መሳኪን፡ኣይትብላዓዮም፡ከምዚ ሓቂ ዝኮነ እዮም ዘሕዝኑ። ክክክክክካብቶም ወይቂ ዝውሕጡ ድዩ ክክክክክ
    ንፉዓት ደስ በሃሎ ማርያም ጽዮን ጽላል ትኩንኩም!!
    25
  • @
    @dmstudio48655 years ago ኣፍቀርቲ ቤቲ & ገሬን ኣለኩም ዶ ምስ ጆኬር ሓዊስካ like እስከ ወቅጥኒ ካብ ኤርትራ 387
  • @
    @eri-binit62265 years ago Wawww deqi tgray shkorinatat
    Niameta Nab mekele kmexie hasibe aleku btaemi zednqekum Hawukum kan Eritrea
    9
  • @
    @wediymereteritrea38775 years ago Kkkkkkkkkkkkkk sbuq srah .
    Kab Asmera Eritrea
    2
  • @
    @user-ly7di2fb2b5 years ago እሰይ ደቂ ትግራይ ቅፁሉል ኣይ ሰደት አብ ሰደት ዝልኩም ደቂ ትግራይ ብሰላም ናብ ትግራይ ዓደና ይመልሰና 👉🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤ 33
  • @
    @habeehappy12075 years ago wish you all the best from Asmara Eritrea. 19
  • @
    @halenamotivation50655 years ago ቤቲ ሃይላይ ኣይትሕመቂ ንፍዕቲ ፡*ማዕተብ ግን ግበሪ ዛ ሓፍተይ ። 203
  • @
    @user-hv3ox9fy3r5 years ago ቤቲ ሃይላይ ኣብ ክሳድኪ መስቀል እሰሪ ኣጆኺ ካኣ በርትዒ ንፍዕቲ ኣርቲስት ኢኺ 22
  • @
    @luullukas87725 years ago "ዘረኣብሩኽን ለምለም ዓይነይን ከማይ ጌሩ ዘሐብዮም ኣሎ'ዶ" 12
  • @
    @Tube-fp8gy5 years ago ዋውው ስውዳቸው እኔ እንኳን አላደሩኩም ያንገት ጌጥ ክክክክክክ😂
    ኮመንተሮች አማርኛ የምስሙ ጎራበሉ ውደኔም
    32
  • @
    @samiapp53245 years ago እንቓዕ ብሰላም መጻኩም ብሩካት ፡ ኣንቱም ተጋሩ ዳዊት ኤልያና ዳሃዩ ጠፊእኒ ገለ ባ በሉኒ ። 10
  • @
    @NaTe-ep6be5 years ago በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን፡፡
    ሓደ ኣምላኽ ብዝኾነ ብኣብ ብወልድ ብመንፈስ ቅዱስ ሹም ንሓዋሩ ኣሜን::
    ✝✝ ብሰማያት እትነብር ኣቦና ✝✝
    ኦ ኣቦና ብሰማያት እትነብር፥ ስምካ (ሹምካ) ይቀደስ፥ ፍቃድካ ብሰማይ ከምዝኾነት፥ ከምኡ እውን ብምድሪ ትኹን፥ ናይ ዕለት እንጀራና ሎማዓንቲ ሃበና፥ በደልና እውን ይቅረ በለልና፥ ንሕና እውን ዝበደሉና ይቅረ ከምእንብል፥ ኦ ጎይታይ ናብ ፈተና ኣይተእትወና፥ ካብ ሕማቅ ኣድሕነና እበር፥ መንግስቲ ናትካ እያ እሞ ፥ ሓይሊ ፥ኽብሪ፥ ምስጋና ንሓዋሩ ኣሜን፡፡ ኦ እመቤትና ቅድስቲ ድንግል ማርያም! ፥ ብመልኣኹ ብቅዱስ ገብርኤል ሰላምታ፥ሰላም እብለኪ፥ ብሓሳብኪ ድንግል ኢኺ፥ ብስጋኺ እውን ድንግል ኢኺ፥ ናይ ኣሸናፊ ፥ ናይ እግዚኣቢሔር ኣደ፥ ኦ ሰላምታ ንዓኺ ይግበአኪ፥ ካብ ኣንስቲ ኹሉ ተፈሊኺ፥ ንስኺ ዝተባረኪ ኢኺ፥ ናይ ምሃፀንኪ ፍረ እውን ዝተባረኸ እዩ፥ ፀጋ ዝተሞላኺ፥ ኦ ድንግል ደስ ይበልኪ፥ ልዑል እግዚኣቢሔር ምሳኺ እዩ እሞ፥ ካብ ዝተፈተወ ወድኺ፥ ካብ ጎይታና፥ ካብ መድሓኒት፥ ካብ እየሱስ ኽርስቶስ ዘንድ፥ ይቅረታ እና ምሕረትን ለምንልና፥ ሓጥያትና እውን የጥፈአልና የስተሰርየልና ይድምስሰልና ዘንድ ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን::
    ሎማዓንትም ፅባሕም ዘወትርም ንዘለዓለሙ ኣሜን ፫ ::
    2012 ዓ.ም መሰከረም ርሑስ መስቀል!!!::
    እንቋዕ ንብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብፀሐኩም/ኣብፀሐና ኣሜን ፫::
    ሓደ ኣምላኽ ብዝኾነ ብኣብ ብወልድ ብመንፈስ ቅዱስ ሹም ሎማዓንትም ኩልሻዕም ዘወትርም ንሓዋሩ ኣሜን::
    ፲፪ /12 ( ዓሰርተ ክልተ ) ጊዘ እግዚኦ ምሓረና ኽርስቶስ!
    ፲፪ /12 : ዓሰርተ ኽልተ ጊዘ ብእንተ እግዝእትነ ማርያም ምሓረና ኽርስቶስ !::
    *ብሰማያት እትነብር ኣቦና*:::::::::
    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን::
    2012 ዓ.ም
    ርሑስ መስቀል ብዓል ሰናይ ዓውደ ዓመት ይግበረልና ልዕል መድሓኒዓለም ኣሜን ፫::::
    እንቋዕ ንመስቀል ክብሪ ብዓል ብሰላም፥ብኽብሪ፥ብሓጎስ፥ ብሰናይ ብሓባር ኩሉ ኣብቀዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!!
    ቀዳማይ/1ይ: መስቀል እንታይ እዩ? "
    መስቀል ኣርማ ክርስትና እዩ: ወይ ድማ መስቀል ናይ ክርስትያን ባንዴራ እዩ::
    " ወውሃብክዎሙ ትምርተ ለእለ ይፈርሁከ ከመ ያመስጡ እምገፀ ቅስት ወይድሓኑ ፍቁራኒከ" :: መዝ ዳዊት ግዕዝ 59:4
    " ካብ ፍላፃ ፀላኢ ምእንቲ ክድሕኑ፣ነቶም ዝፈርሑኻ ሰንደቅ ዕላማኻ ሃብካዮም " :: መዝ ዳዊት ትግርኛ 60 ቁፅሪ 4 ::
    እዙይ ማለት ንቶም ኣመንቲ እግዚኣቢሔር፥ ንቶም ብናይ እግዚኣቢሔር መምርሒ ዝመላለሱ፥ ንቶም እምነት እግዚኣቢሔር ዋልታን ኣርማን ጌሮም ዝንቀሳቀሱ፥ ካብ ነይ ፀላኢ መከላኸሊ፥ ካብ ናይ ሓደጋ መከላኸሊ ብሹም እግዚኣቢሔር ድል ዝገበሩሉ ኣርማ ምልክት ባንዴራ ሰንደቅ ዕላማ መስቀል ሃብካዮም ማለት እዩ::
    ንኣብነት ከፍቶም መስቀል ኣርማኦምን ሰንደቅ ዓላማኦምን ጌሮም ዝተውሃቡ ብእግዚኣቢሔር እዩ እሞ ዝተዓወቱሉን ዘልምዕሉ በረኸትን ፀጋን ዝተቀበልሉ ብዙሕ ኣብነታት ኣለዉና::
    ፈለማ ወይ ክዓ መጀመርታ መድሓኒና ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ኽብርን ምስጋናን ንዑ ይኹን ኣሜን::
    ንዓና ከድሕን ናብዛ ምድሪ ዓለም ቅድሚ ምምፃኡ፥ቅድሚ ምስቃሉ እቲ ኹሉ ዲሒሩ ክመፅእን ክግበር ዘለዎ ዛዕባታት/ ነገራት ካብ እግዚኣቢሔር ዝተሰወረን ዝተሓብአን ስለ ዘይኮነ፣ እካድኣ ብኡ ዝተመደበ ዝተዳለወ ስለ ዝነበረ እዩ::
    እቲ መስቀል ኣበየናይ ዘመን ክመፅእ እዩ፥ እንታይ ዓይነት ዓወት ኽብሪ ክህብ እዩ፥ ንብዓል መን፥ ብናይ እግዚኣቢሔር ምድው ድልው ስለ ዝነበረ እዮ። ፈለማ እቶም መላእኽቲ ሚኢቲ ነገድ ስለ ዝተፈጥሩ (ስለ ዝተፈጠሩ) እቶም ሓደ ነገድ እቶም ኣጋንንትን ዝባሃሉ ፀረ ደቂ ኣዳም ኮይኖም ዘለዉ ሕጂ ካፍቲ ናይ እግዚኣቢሔር መስመር ምስወፁ: እቶም ቅዱሳን መላእኽቲ ካፍቲ ሰማያዊ ስፍራ ከውፅእዎም ተኣዚዞም ነይሮም፥ ዳሓር ግን ፈቲኖም ከምቲ ዝተልኣኽዎ ከድምዕዎ ኣይካኣሉን።
    እብኣር ብዘይ እዙይ መስቀል ምልክት እዙይ ብዘይ ኣርማ እዙይ ክተቀንፍዎ/ ክትስዕርዎ ስለ ዘይትኽእሉ፥ እዚ ምልክት እዙይ ኣርማ መስቀል ናይትኩም እዩ ኢሉ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ብቅዱስ ሚካኤል ሓለቃ መላእክት ጌሩ ምልክት መስቀል ምስ ኣትሓዞም፥ ኣፍቲ ሥዕሊ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኣሎ ናይ መስቀል ኣርማ ምልክት::
    መስቀል ኩልሻዕ እቶም መላእኽቲ ዝሕዝዎ ኣርማ ካብ ሽዑ ኣትሒዙ እዩ::
    ኣርማ ናይ ክርስትያን፥ ኣርማ ነይ ክርስትና፥ኣርማ ናይ ኣማኒ ናይ እግዚኣቢሔር ተወካሊ መስቀል ስለ ዝኾነ እዩ::
    ቅርፂ ምልክት መስቀል ገበረሎም ነቶም ቅዱሳን መላእኽቲ እሞ፥ ናፍቶም ካብ ናይ እግዚኣቢሔር መንገድ ዝወፁ ኣጋንንቲ ገፆም ቅርብ ምስበሉ ኩሎም ከም ንፋስ ጭስ በኒኖም ጠፍኡ፡ " መቲቲታሕቲ ወረዱ " ::
    ስለዚ መስቀል ኣርማ ኣመንቲ ሙኻኑ ካፍቲ ኽርስቶስ ቀድሚ ምምፃኡ፥ቅድሚ ምስቃሉ ምስዋኡ፥ ቅድሚ ዓለም ዝነበረ! መስቀል ንመላእኽቲ ኣርማኦም ብመላእኽቲ ገና ኣብ ሰማይ ከምዝተጀመረ ናይ እየሱስ ክርስቶስ መስቀል ን መላእኽቲ ምልክት ኣርማኦም ከምዝኾነ እና ንኣዳም ዘርኢ ድማ ናይ ሂወት ኣርማ ካብ ሲኦል ወፂኦም ናብ ገነት ዝኣትውሉ መስቀል ኣርማና፥ መስቀል ሓይልና፥መስቀል፥ ቤዛና፥መስቀል ፅንዓትና ከምዝኾነ ታራኽ ይነግር ብዕርሱ ሓይሊ ኣዚና ምዝንኣምን ንገልፅ ነፍልጥ ንዘይ ኣመኑ ድማ ንኽኣምኑን ንኽማሃሩን ነፍልጥ ናይ ኽርስትያን ግዴታኡን እና ስንቁን ከምዝኾነ ነታሓሳስብ::
    መስቀል ንኣዳም ዘርኢ ፈዋሲ ድውያን እዩ፥ መስቀል ሓይልና እዩ፥ ሓይልና መስቀል እዩ፥ ዘፃንዐና መስቀል እዩ፥ መስቀል ቤዛና እዩ፥ መስቀል ናይ ነብስና መድሓኒት እዩ፣ ኣይሁድ ይኽሕድዎ እዮም ፡ ንሕና ግን ንኣምኖ ኢና፣ ዝኣመናዮ ንሕና ብመስቀሉ ንድሕን ኢና ዲሒና እውን ኢና::
    ስብሓት ን ኣብ ስብሓት ን ወልድ ስብሓት ንመንፈስ ቅዱስ ስብሓት ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!! ኽብሪ እና ምስጋና ን ሔሩ ኣማኑኤል ይኹን ብሰማይን ብምድርን ሎማዓንትን ፅባሕን ዘወትርን ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::::!!!!
    ርሑስ መስቀል ርሑስ ዓውደዓመት ይግበረልና ፍቁር ኣቦይ እዝጊ ኣሜን ፫:::::ወላዲተ ኣምላኽ እመቤትና ፅዮን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ትቅደመልና ትባርኸና ብእየሱስ ኽርስቶስ መስቀል፥! ቅዱሳን መላእኽት እና ኹሎም ፃድቃናት ቅዱሳን ይባርኹና ናብ ፅድቂ መንገድ ይምርሑና ብኣማላድነቶም ብፀሎቶም ብረዲኤቶም በረኸቶም ፍቅሮም ኩሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይንበር ምሳና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን::
    ርሑስ መስቀል ኣብርሃን ይግበረልና ኣሜን::
    ✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝🙌🏽🙌🏽🙌🏽🙏🙏🙏✝✝✝✝✝✝🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊🌹🌹🍇🍇🍇🍇🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🍇🍇🍇🍇🍇🍇
    ሆየ ሆዬ ሆዬ ሆያ ሆዬዬዬ ሆ ሆሆሆ ሆ ሆያዬ ============================
    መስቀል መመኪሕና እዩ መስቀል ጉልበትና እዩ መስቀል ሓይልና እዩ መስቀል ብርታዓትና እዩ መስቀል በጃና (ቤዛና) እዩ መስቀል ፅንዓትና እዩ መስቀል መሰረት ሂወትና እዩ መስቀል ኣርማና እዩ መስቀል መድሓኒትና እዩ መስቀል ሓኪምና እዩ !!! ናይ ጎይታና እየሱስ ኽርስቶስ መስቀል ሓይልን በረኸትን ረዲኤትን ኩሉ ይሕደረና ኣይፈለየና ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::::!!!!
    ...
    4
  • @
    @poundland31665 years ago እስከ ብሹሙ ትግርኛ like እን ሳብስክራይብን ደቅሓላል መራት ትግርኛ 41
  • @
    @tsadeydelaytifkernselamn54845 years ago Wellcme enda gere emun enkae beslam metsakum buruk senbet yegberlina 🙏🙏🙏 4
  • @
    @wjiwiijdjeke97605 years ago ዘብራአብሩክ ዓይነይ የያዎይ ኢሎም ብሳሓቅ ቀቲሎምኒ😝😝😝😝😝😍😍😍😍😍 2
  • @
    @efremtesfahiwot27725 years ago Jokor shukor nzerabrku lomi rekibkayo gen neti zfetwo sebay belikayo kkkkkkkk teshkuna alokum yehwatey marey aytsanu🇪🇷🇪🇷🇪🇷 3
  • @
    @user-zt8fj8wg3l5 years ago እንዳ ገረ እሙን እንካዕ ብዳሓን መፃኩም አያ ጆኮር ፈታዊ ቅርሺ አነ ክፃወት ደልየ ምሳኩ ጫዕዳ ጨልም አበይ ክረክበኩም 15
  • @
    @senafeforto67035 years ago Hhhhhhhhhhhhhhh kkkkkkkkkkkkk
    Kkkkkkkk hhhhh 🤣🤣🤣😂😂🤣🤣 Jocker Catibo
    Super 👍🏿 bin aus Eritrea 🇪🇷
    3
  • @
    @imissmama39785 years ago ክክክክክክ ገንዘብ በቃቕስ መከራ ይጽበ ኣየ ኣያ-ዘብራእብሩኽ!! 9
  • @
    @grmawit19025 years ago ክክክክክ ብማዕረግ አብያስ ብዓረግረግ አያጆከር አይትሳአኑ 😂😂😂
    እንዳገሬ እሙን ሰላምኩም ይብዛሕ👌👌👌
    9
  • @
    @oflakeren85865 years ago እንኳዕ ብሰላም ኣብፀሐና ንብርሃነ መስቀል ንዓመታ ከምዚ ምስ ቤተሰብና ምስ ፈተውትና የራኽበና ኣምላኽ ኣሜን:: ስደትና የሕፅረልና ዕድመ ጥዕና ይሃበና:: 4
  • @
    @kiflebahta51025 years ago ቤቲ ሽኮር
    ገሬ ሽኮር
    ለምለም ዓይነይ ዘ/ብሩክ ዓይነይ እንካዕ ብሰላም መጻኩምና ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ያጃኩር
    2
  • @
    @mengstabrezene54845 years ago ቅቅቅ አዳያይ ዘረኣብሩኽ ስድራቤት ከመይ ዝበሉ ሙቕሉላት ገዛ እዮም ብልቢ
    ከመይ ድዩ እቲ ላዛኹም ክጥዕም።
    😂😂ቤቲ ሽኮር ናይ ዓድና ደርፊ ንመስቀለይ ንመስቀለይ ድርብ ቦሮ ሓዛለይ😂 ለባማት ተጋሩ ብሓቂ❤💝🙏👍
    9
  • @
    @samihagaz45535 years ago Betu haylayyyyy 🇪🇷 enka bedahan mexakum 6
  • @
    @staystrong23695 years ago ሰምበትን ጽባሕ መስቀልን ኢዩ...!
    ገለ ካብ ስድራኹም
    ገለ ካብ ትፈትዉዎም
    ገለ ካብ ደቅኹም
    ገለ ካብ መሓዝትኩም
    ገለ ካብ መተዓቢትኩም
    ብዓቢኡ ከኣ ካብ ሃገርኩም ተፈሊኹምን ናፊቕኩምን ዘለኹም ወገናተይ፡ ሰናይ ዘበን የምጸልና። ጌታ ሆይ ይከኣሎ ኢዩ፡ ንዓመታ ተሓጉስና፡ ተኣኻኺብና ንውዕል ንኸውን። ሰናይ መስቀል። ኣብ መወዳእታ ሰላምኩም ከም ሑጻ ባሕሪ ክበዝሕ እናተመነኹ ደስ እንተይለኩም ክትገብሩለይ እምሕጸን። ንዓይ ሳብስክራይብ ዓቢ ነገር ኢዩ፡ ንዓኹም ከኣ ዘኽፍለኩም የለን። ...
    42
  • @
    @wedibaba1435 years ago ክክክክክክክ እዋይ ኣብ መዓስከር ሕንጻጽ ከለኩ ከምዚኣ ኣጋጢማትኒ ነይራ ከምዛ ኣያ ጆኬር ዝገበራ ሓወላ ተቀቢለ ሞባይል መስ ገጃእኩ ማባይለይ ከይተጠቀምኩላ ሪኣ ሲኢነያ.ደቂ ትግራይ ብlike ከሓሱኒ ሎሚ 64
  • @
    @temsegeamlekiy11615 years ago Wowwwwww deki tegeray marey kemay dikum shkorninata so ayzkum eske 😍😍✍️ 4
  • @
    @user-ff6gl2ix3b5 years ago እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም
    ተስፋ ገብር ገሬ&ቤቲ ከም ዝታዓከኩም😁
    12
  • @
    @meklitkebede17445 years ago ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ እዋይ ጀከር ጉድ ገይሮም ለመዓንቲይ 10 ጀከር ኢሎም ፂሒፎም 16
  • @
    @rahelasmelash79275 years ago Atum teumat deki adeyyyyyyyyy betami dese behalit sirahe eyaaa berteuuuuu!! Waaaa Jocker gina ewayyyy gerami sebay eyu nebsu zeymeharrrrrrr 😃😁😃 1
  • @
    @user-yz2mg1gl1m5 years ago Ane sehakh moyte ksab nbeat koyne eye zsehakhka kemzi natey like hrem eski 1
  • @
    @selamngusse39955 years ago 💛❤️tigrayna Egzabiher ybark bruk sebet ygberelkum🙏 34
  • @
    @meriyaethiopialji60945 years ago ቅቅቅቅቅቅ ኣታ ኣብ መወዳእታኡ ሳሓቅ ቀትሎምና እዋይ ጀኮር ተፃውትሎም 2
  • @
    @bifikirininber6955 years ago Senay zelewo buruk maaliti yewielena bitaemi sibuk sirah specially sidra enda zeriabruk eza nay keyahin selamin mibal gina bezihu aselichina 5
  • @
    @ANYE.MiCHELE5 years ago ድሓር ስማ ፈሊጠዮዶዋ 😍😘🤣
    ሽኾሪናታት ብጣዕሚ ኢና ፈቲናኩም ክንመውት ደሊና ዘለና❤ ፡ ግን እቲ ኣብ መንጎ ስሓቕ ተእትውሉ ዘለኹም ፡ እንተትኣልይዎ ዝያዳ ጽቡቕ ኒሩ ፡ ብዝተረፈ ከምቲ ተስሑቑና ዘለኹም ዕድሚኹም ስሓቕ ዝመልኦ ይኹን😍
    SUBSCRIBE & live ❤❤❤❤❤❤👍👍
    ርሑስ በዓል ኣውድኣምርት ይግበረልኩም ንኩላትኩም ።፡
    ...
    55
  • @
    @lloveyou12105 years ago ንክምረዐዉ 3ተ መዓልቲ ቃሪኒ ዋ like እስኪ በጃኩም ወገናተይይ👉👍👈💋💋 35
  • @
    @abadieri88705 years ago እዳ ገረ መጽዮም እካዕ ድሓን መጻኩም ሰላም ድዓሶሎ ዘበን ይኩነልና 65
  • @
    @kolibakoliba79945 years ago ዘብራኣውርኩ ኣየኩም ዕፃ እዩ ዋይ ሳሓቅ ሞይተ ዋይ ኣያ ጀኮር 2012 ቃኒዕኩም ኣሎ 22
  • @
    @genigalwukro33035 years ago Kkkkkk ayyy aya jekor serihukumlom waww btaemi meshekit zkonet drama ketsllu 3
  • @
    @solisesa68045 years ago ዌል ምቁራተይ እንካዕ ብሰላም መጻኹምም ደቂ ዓደይ መዓረይ 💕💕💕💕❤
    ኣላ ጀንኮር/ጀኮር😁 መቅሰን ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ የለኩን በቃ ብሰሓቅ ኡፍፍፍ መሳኪን ነኒበዓል ዘኛኙኽ😀
    7
  • @
    @tumaysemere66455 years ago ክክክክክክክክክክ እዋይ ኣያይ ጆከር ተማም ገይሩ ኣሽኪዕዎም ምስ ሓድሽ ዓመት ሓድሽ ጸወታ እንድዩ ኢልዋ ብዓንተብኡ ክክክክክክክክክክክ 2
  • @
    @efremefrem97965 years ago Kkkkkkkkkkkk eway mewsiba moyte due gele hajis bsahaqi bejakum keydengekum eba fenwowa jokir rugum muqurat ruhus awdamet enda belku eye ka bhaqi xbuki srha ane gan texeleli due gele tam ele yshqi aleku 1
  • @
    @user-xj2jd2gn1g5 years ago እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ደቂ ዓበይቲ ፡ ርሑስ በዓል መስቀል ከምኡ ውን ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ንኩልና ኣብዛ ከባብ ዓለም ንቅመጥ ዘለና 22
  • @
    @user-zp3ts9ji1v5 years ago እንኳዕ ብስላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ከመይ ዲኹም መቅስነይ ስላም ቅሳነት ናዓኹም 1
  • @
    @user-il5zb6ts5o5 years ago ዋውውው እንካዕ ዳሕን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ክክክክ ንቤቲ እውን እተወላ እሺ ርጋእትከ ዋይ ኣቦይ ጆኮር ኣይትክኣልኩምን ብዝኮነ ቀፅልሉ ፅብቁ ስራሕ እዩ አሕዋት 3
  • @
    @virtualplanet64735 years ago ቢኒ ወዲ ኤርትራ እየ
    ተጋሩ ዝናኣድ ስራሓ
    እዚ ንመጀመርታ ግዜ ደራማ ተጋሩ ዝሪኣ ዘለኩ ኣመና ድማ ተመሲጠ
    25
  • @
    @user-yv2cs8ml7k5 years ago እንዃዕ አበፅሐኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ 💔💔💔💕💕💚💚💚💚💕🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻 9
  • @
    @fasikafasika17295 years ago ኣያ ጆከር ተጻዊትሎም ወዲ ሹቕ
    ያሃሁይ ኣቢልዎም ። ተረገም ሰብኣይ
    ናይ ብሓቂ ጽብቕቲ ድራማ ። ይከታተላ ኢየ
    ካብ ኤርትራ።
    9
  • @
    @rozate21355 years ago Wowwwww swedachu betye yene mare zare letori yachi new 😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
  • @
    @henyemu60445 years ago እዋይ ዳገሬየ እሙን እንካዕ ዳሕና መፃኩም ደቂ ታሓላል መሬት 4
  • @
    @tigigualtigray70475 years ago እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ
    እንኳዕ ለብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ናይ ዓመቱ ሰባት ይበለና ቀፅልሉ ፅብቅ ስራሕ ደቂ ዓባይ ትግራይ
    1
  • @
    @eseyasafewerki36215 years ago Neza bidio triewa zelekum ab hiwetkum tiena ab nabrakum hegos yfterelkum kekab zelenayo dma egzabher akakbo yfterelna 6
  • @
    @robelm93295 years ago Ruhus awdeamet
    Yehwat 🙏🙏🙏
    ❤❤❤
    1
  • @
    @yemanegebru31315 years ago ኤህ ደኣ እዞም ኣያ ጆኬር'ሲ ክሓስሙ ኣውደኣመት ምድሪ ተጻዊትሎም 29
  • @
    @user-wq8mk2xh7t5 years ago ዜግነት ና ኤርትራውያን መንነትና
    ተጋሩ ኣነ ተግሪረ ኣለኹ መን ከም ተጋሩ
    ለዋህ ህዝቢ
    120
  • @
    @user-tz7xj6tj5e5 years ago እንዳ ገሬ እሙን ሎሚ ትምነው አለኩም ኩሉ ግዜ ሓደዓይነት ንግግር ተመሳሳሊ ትሕዝቶ ሒዝኩም እናመጻእኩም አስተካክሉ ተገዲስኩም ስርሑዎ ካልኣይ ከዓ ፈላጣት ደረስቲ አለዉ ምሳኩም አሳትፍዎም ምእንታን ጽብቅ ስራሕ ክከውን 42
  • @
    @user-xm5ym7gy8x5 years ago ደስ በህለት አንካዕ አብፅሐክም
    ንኩሉክም ቤቲ ሃይላይ
    ናይ ሕምመይ ቀፅለል
    ጅግና አሕውትን
    1
  • @
    @MP-lu8mh5 years ago Keep it up enda gerewa emun tesfa tigrayina .
    Ruhus mesqel yikunelna nkulatina amen .🎚❤
    Amen. 🎚❤
    Amen. 🎚❤
    1
  • @
    @heyabtesfsh25235 years ago kkkkk🤣😂😂😁 ኣያ ጆኬር ቀስብቐስ ንኹላ ልምጽ ኣቢሉዋ ብሕጊ ክሕተት ኣለዎ 1
  • @
    @user-hf5kv7pz6p5 years ago Aya joker wedi shuk kkkkkkkkk
    Shigaka.........
  • @
    @jesusloveme85735 years ago Hjhhhhh neya Joker zfetu Joker meliewa guday abzia atemuni eske 1
  • @
    @dontworryaboutanything32715 years ago Zeraburuk zebhal seb kexleleni eyu kkkkkkkkkkk moyte 🤩😍😍😍😍😍😍😍
  • @
    @zenebeshzenebesh29165 years ago ወይ ጄኮር ታቁማርስ በጣዕሚ ፈሊጥካላ እስቲ ብሩህ ኣውዳኣመት ይግበረልና ሰናይ ዘመን የምፅእልና ፈጣሪ
  • @
    @mahiyemikitanash64715 years ago ዘብሬ ዓይነይ & ለምለም ዓይነይ ቅቅ
    ቤቲየ & ገሬ ክፈትወኩም እንኳዕ ን2012 መስቀል ባዓል ብሰላም ኣብፃሓኩም ኣብፃሓና 💒💒💚💛💆
    2
  • @
    @tomasabrha73775 years ago ክክክክክክክክ ኣየ ጀኮር መሕረር ኩሉ ጆኮር ጌሩ ተጫዊትዎም ደርሆ ወሳሲድዋ ንኣውዳኣመቱ ቤቲ ቀፃሊ ታይ ትብልኮን ክክክክክክክክ 1
  • @
    @goshabrhaley59305 years ago Wawwwwwwwww ruhus beal meskel deqi tigray shikornatat 2
  • @
    @kidanebahta9655 years ago ኣያ ጆኮር ሳምሳሪ ልብያ ኣውዳኣመት ምድሪ ደፊንኩሞም ዊዒልኩም 1